ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ናይ መካኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 29/05/2011 ጀሚሩ ክሳብ 05/06/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ 05/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599841 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo