ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ናይ ስእሊ ፅሕፈት መሳርሒ ንሲኦሲ ግልጋሎት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/05/2011ዓ/ም  ክሳብ 06/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-409167/0914-010487 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo