አብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት :ናይ ሕተመት ስራሕቲ : ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት

1  ቫት /VAT/ ተመዝጋቢ ኮይኑ ወርሒ ሰነ 2007  ዓ/ም  ናይ ቫት ዲክለሬሽን : ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2008  ዓ/ም:  መፍለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ/TIN/ ከፋላይ ከምኡ ዉን ናይ  2008 ዓ/ም  ዘተሐደሰ ሰርተፍኬት መቅረባየነት ከቕርብ ዝክእል::

2  ካብ ትካልና ደጋፊ/ከ /ስ/ዕ/ፋ/ን /ምምሕዳርን ካልኣይ ደብሪ ቁፅሪ 31 ካብ ዕለት 03 /01 /2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት  18/ 01/ 2008 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ብ ብር 30 (ሰላሳ ቅርሽ) ብምግዛእ ክተወስዱ ከምትክእሉ ብምፈላጥ ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 18/ 01/ 2008 ዓ/ም  ልክዕ ሰዓት 8:30  ብምዕፃዉ ሕጋዊ ጨረታ ኮሚቴ አብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 9:00  ይኽፈት ብተወሳኪ ኣብ እዋኑ ምኽፋት ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ክርከቡ ይኽእሉ እዩም::

3  ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 7,000.00  : ንፅሬት ኣቁሑት ብር 4,000.00 : ንሕትመት ስራሕቲ 4,000.00 ብር ብ CPO /ብሲፒኦ/ ከትሕዙ ዝክእሉ::

4  ዝሳዓሮ ንብረት በቲ ዝወፀ ሰፐስፊኬሽን መሰረት ናብ ትካልና ብናይ ባዕሉ ወፃኢ መጎዓዝያ መራገፍን ከቕርብ ዝክእል::

5  ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ::

ኣድራሻና:  ትግራይ-መቐለ- ቀበሌ 18 ኣድቬንትስት ትምህርቲ ቤት ትሕቲ ኢልካ ንግስቲ ህንፃ ካልኣይ ደብሪ ቁፅሪ 31

ንዝተደለየ ሓበሬታ ስልኪ ደ/ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን   034841 90 41 ሞባይል ቁፅሪ  0914 29 73 43   /09 19 44 74 15 / 09 3225 62 39  ብምድዋልክለኽቡናይኽእሉእዩም::

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo