ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ናይ መኪና ጎማ፣ ናይ ፈርኒቸርን ካልኦት ዘገልገሉ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፤

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ

1 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ፤መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት27/05/2011ዓ/ም ክሳብ 07/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00

3 እዚፕሮፎርማ ዕለት 07/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-417669 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤   

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo