ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ንናይ ቤት ፅሕፈት ር/ህ/መንግስትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

1 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ፤መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት27/05/2011ዓ/ም ክሳብ 30/05/2011ዓ/ም

3 እዚፕሮፎርማ ዕለት 30/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤   

                                                             

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo