ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብዕለት 06/02/2011ዓ/ም ቁፅሪ ጨ.ቁ 001/2001 ግልፂ ጨረታ ወፂኡ ንብረት ኣታዊ ዘይገበሩ ነጋዶ ስለዝተቀፅዑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

1 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ፤መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 27/05/2011ዓ/ም ዕለት ክሳብ 29/05/2011ዓ/ም ሰዓት

3 እዚፕሮፎርማ ዕለት 29/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417637/400158 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo