ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ፈርኒቸር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ

1 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ፤መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 27/05/2011ዓ/ም ዕለት ክሳብ 30/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00

3 እዚፕሮፎርማ ዕለት 30/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:45 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403477/408299 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo