ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዝርከቡ ቤት ትምሕርትታን ወረዳታትን ንተምሃሮ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ካብ 1ይ እስካብ 8ይ ሓገዝቲ መፃሕፍትን ተኸላ ፀግዕታት ንባብ ክትገዝእን ከተስርሕን ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ

  1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
  2. ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  3. ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  4. ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
  5. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ንሕድሕድ 3000 /ብር ሰለሰተ ሽሕ ጥራሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
  6. ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 /ብር ዕስራ/ ብር   ብምኽፋል ካብ ማልት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 400  ክወስዱይኽእሉ::
  7. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ እስካብ መሰከረም 20 /2008 ዓ/ም ስዓት  8:00   ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400  ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
  8. እቲ ጨረታ መስከረም  19/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት : 8:30  ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ  415  ኩሎም ተጫረቲ  ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
  9. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእእቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉዝተሐለወ እዩ
  10. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ  03 44 40 99 23  ምድዋልይከአልእዩ:;

                              ፓ ሳ ቑ 469 መቐለ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo