ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣብያተ ፅሕፈት ሕርሻ፣ ሃፍቲ ማይ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክፍሊ ትምህርትን ንኣገልግሎት ዝውዕል ብናይ መደበኛ በጀት ሴፍቲኔት ፀፀር/ ጃህያ/ ፣ ሑፃ/ ሓሸዋ/ ፣ምሩፅ ሓመድ እምንን ክራይ ካዕታ ማሽንን ብፕሮፎርማ ምልክታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

1 ብ ፀፀር/ ጃህያ/ ፣ ሑፃ/ ሓሸዋ/ ፣ምሩፅ ሓመድ እምንን ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰን በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ ጥራሕ ክከውን ኣለዎ ፣ ብክራይ ካዕታ ማሽንን ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰን በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎን ፣ዝተሐደሰን መቅረባይነት ዘቅርብ፤ ተመዝጋቢ ቫት ዝኮነ ብእዋኑ ፀብፃብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን፤

2 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ 27/05/2011 ዓ/ም ክሳብ 04/06/2011 ዓ/ም ይከዉን።

3 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/06/2011 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ባዕሎም ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ይኸዉን።

4 መክበሪ ፕሮፎርማ 5,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

5 እቲ ሰዓራይ እቲ ንብረት በበዓል ሞያ ተፈቲሹ ቅቡል ምስኾነ ጥራሕ ኣታዊ ይኸውን። ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክእስር ዝክእል፤

6 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዚ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ከቅርብ ዝኽእል፤

7 ሰነድ ጨረታ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል።

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0346-640172/0346-640209 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo