ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝህቡ ሕትመት ስራሕቲ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ክሳብ 28/05/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ

2 እዚ ፕሮፎርማ 28/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-730211 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo