ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ ICBPP በጀት ዳ/ዳ/ምድላው ትልምን ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ክሳብ 27/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኣብ ዘሎ ግዜ

2 እዚ ፕሮፎርማ 27/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291/415152 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo