ን 2008 ዓ/ም ዘገልግል መለዋወጢ ኣቁሑ መኪና ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

1 በቲ ዘፈረ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 መረዳእታ መፍለይ ከፈልቲ ግብሪ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 አብ  ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ መወደእታ ወርሒ ሒሳብ ዝገበርክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ

4 ተጫረቲ ብመሰረት ዝቀረበ ዝርዝር መሊኡ ዘቅርብ ክከዉን አለዎ መቅረብቲ ካብ 2 መስከረም 2008 ዓ/ም ክሳብ 13 መሰከረም 2008 ዓ/ም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ከፊሎም ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይክእሉ እዩም

5 መክበሪ  ጨረታ 10000 (ዓሰርተ ሽሕ) ብ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ቅድሚ እቲ ፖስታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም

6 ጨረታ ዝዕሸገሉ 13 መስከረም 2008 ሰዓት 4:00 ኻይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረከቡ ነቲ ጨረታ ካብ ምክፋት አይዓግትዎን

7 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ እቲ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 45 ናይ ስራሕ መዓልታት እዩ

8 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ተዓሺጉ ክቀርብ አለዎ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ተጫረቲ እቲ ዘቀረበዎ ዋጋ አቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ደሌት መግለፂ ጥራሕ ክመልእዎ አለዎም

11 ነብስ ወከፍ ገፅ ማሕተምን ፊርማን ናይቲ ትካል ክዓርፎ አለዎ

12 አድራሻ ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ከይዲ ስራሕን ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረትን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ   03 4440 73 35  ወይድማ 034440 73 36 ደዊልካ ምርካብ ይከኣል እዩ

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo