ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ካብ ዕለት 22/05/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ይክፈት፤                               

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416570 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo