ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ቀወምቲ ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ፤በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ

1 ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ናይ ዘርፋ ንግዲ ፍቓድን መቕረብቲ ሰርትፍኬትን ቅዳሕ ከቅርብ ዝኽእል

2 ናይ መለለይ ቁፅሪ / Tin/ ን VAT ንሰርቲፊኬት ዋናን ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል

3 ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምዃኑ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር ዋናን ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል፤ ወይ ብደቀቅትን ኣናእሽተይን በቲ ዘፈር ከቅርብ ዝክእል፤

4 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ ዝሰዓሮ ንብረት ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ እቲ ንብረት ከልዕል ዝክእል፤

6 ናይ መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ማህተምን ፊርማን ዘለዎ ክኸውን ይግባእ።

7 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብነፃ ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ዳይሬክተራት ዕ/ፋይ/ን/ምም/ር /ንብረትን ካብ 21/05/2011ዓ/ም ክሳብ 05/06/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜያት ኣብ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይኽእል።

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ መኸበሪ ንነብሲ ወከፍ ሰነድ ጨረታ 4000.00 (ኣርባዕተ ሽሕ ቅርሺ) ብሽም ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታው ይከኣል፤

9 እቲ ጨረታ 05/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 8:30 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ዳይሬክተራት ዕ/ፋይ/ን/ምም/ር /ንብረትን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት::

10 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

11 ተጫረቲ እቲ ንብረት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ካብ ሰነ ክሳብ ዓርቢ ትሪኡ ትክእሉ ምዃንኩም ክንሕብር ንፈቱ፤

12 እቲ ጨረታ ምስተኸፈተ ቢሮና ናይቲ ዝውገድ ንብረት 20% ናይ ምውሳኽ ወይ ናይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ።

12 ሰዓራይ ናይቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ ናብ ባንኪ ኣተዊ ምስገበሩ ንብረት ይወስድዎ፤

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-406201 /406200/406209 /ደዊልካ ምሕታት ይከአል እዩ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo