ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ናይ 2011ዓ/ም ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ፖሊስን ጥዕናን ግልጋሎትን መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና /ስፔር ፓርት/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን /TIN NO/ ኣብ ናይ ወርሒ ታሕሳስ ቫት ድክሌር ዝገበርሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

2 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል፤

3 ናይ ጨረታ መክብሪ 15000.00 ቅርሺ ብ ስፒአ ከትሕዝ ዝክእል፤

4 ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ዝተኣሸገ ፖስታ ከቅርቡ ዝክእሉ መረዳእታ ዋናን ቅደሕን ኣብ ዝተኣሸገ ፖስታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

5 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 20/05/2011ዓ/ም ሰዓት ክሳብ ዕለት 05/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

6 ተጫረቲ ተወዳዲሮም እንተኣሸኒፎም ኣብ 3ተ መዓልቲ ዉሽጢ ዉዕሊ ብምእሳር እቲ ዘሸነፍዎ ንብረት አታዊ ክገብሩ ዝክእሉ፤

7 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን 2ይ ደብሪ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል።

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344-403728 /403772ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo