ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት: ፅሬት አቁሑት: ሕትመት: ስፖርት ዕጥቂ: ናይ መካይን ሞቶር ሳይክልን ስፐርፓርትን ጎማን ከምኡዉን ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲን ቲን ናምበር ክቕርብ ዝኽእል

2 ሐዱሽ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቕረባይነት ካርዲ ዘለዎ

3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ

4 ካብ ሓምለ ወርሒ አትሕዙ ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል

5 መኽበሪ ጨረታ ብር 6000 ንኢልክትሮኒክስ ኣቁሑት: ንፅሕፈት መሳርሒ : ናይ መካይን ሞቴር ሳይክልን እስፐር ፓርት:  ንስፖርት ዕጥቂ ብር 5000 : ህንፃ መሳርሒ: ሕትመት ብር 3000 ከሙእዉን ንፅሬት ኣቁሑት ብር 2000 ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለሰ ብር 50 ንኢሊክትሮኒክስ አቁሑት: ፅሕፈት መሳርሒ : ሕትመት :ንስፖርት ዕጥቂ :እስፐር ፓርት ከምኡዉን ህንፃ መሳርሒ ናይ ፅሬት አቁሑት ድማ ብር 30 ብምኽፋል ካብ ዕለት 4/13/2007 ዓ/ም ጀሚሩ ምልከታ ካብ ዝወፀአሉ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ምዉሳድ ይካኣል

7 እቲ ጨረታ ሳንዱቕ ዕለት 13/ 01 /2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ይኽፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 % ናይ ምዉሳኽን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ጨረታ ፀንዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 45 ማዕልቲ ይኽዉን

11 ትራንስፖርት ባዕሉ ናብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ካምፅእ ዝኽእል

12 ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347771234 ምሕታት ይካአል

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo