ማሕበር ልምዓት ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ክሳብ 27/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406944 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo