ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝርከባ መካይን ዝተፈላለዩ መጋየፅታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ

1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ክሳብ 24/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ተዓፅዩ ሰዓት 10:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408755 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo