ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝውዕል ታቤላ ምልክታ መለጠፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ

1 ፕሮፎርማ ዝወፀኣሉ ዕለት 20/05/2011ዓ/ም ክሳብ 23/05/2011

2 ፕሮፎርማ ዕለት 23/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:00 ይክፈት፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo