ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንቤት ፅሕፈት ር/ህ/መንግስትን ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

1 ፕሮፎርማ ዝወፀኣሉ ዕለት 20/05/2011ዓ/ም ክሳብ 24/05/2011

2 ፕሮፎርማ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ሰዓት4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403 ይደውሉ፤ 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo