ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ካብ ኤች ፒ ፕሮግራም ዝተረከበ በጀት ኣብ ጣብያ ሰለክለካ ቁሸት ሽፈራው መሌ ንዝስራሕ ሄድዎርክ ፊኒሺንግን ካናል ዎርክን ብቁዓት ናይ ማይ ኮንትራክተራት ብፕሮፎርማ አወዳደዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ

1 ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰን በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ ፣መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎን ፣ዝተሐደሰን መቅረባይነት ዘቅርብ፤

2 ተመዝጋቢ ቫት ዝኮነ ብእዋኑ ፀብፃብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን፤ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2011ዓ/ም ቫት ዲክለር ዝገበሩ

3 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/05/2011 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ባዕሎም ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ወረዳ ራያ ኣላማጣ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ይኸዉን።

4 ሰነድ ክሳብ 23/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ዝሽወጥ ኮይኑ እቲ ፕሮጀክት ኣብ ውሽጢ 5 ተከታተልቲ መዓልታት ሰሪሑ ዘረክብ፤

5 መክበሪ ፕሮፎርማ 5,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 መከበሪ ውዕሊ 10 ሚኢታዊ ከትሕዝ ዝክእል፤

7 እቲ ሰዓራይ እቲ ንብረት በበዓል ሞያ ተፈቲሹ ቅቡል ምስኾነ ጥራሕ ኣታዊ ይኸውን። ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክእስር ዝክእል፤

8 ሰነድ ጨረታ 30.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል።

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347-740661 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo