ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝወገዱ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ፤

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ

1 ጨረታ መክበሪ ስፒኦ ብር 1000 ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ተትሕዙ ትክእሉ፤

2 ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ዶክመት ካብ ኢ/ም/ሕ /ትግራይ ዳርክሮት ዳይሬከተር ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ዒላላ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ካብ 17/05/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 27/05/2011 ዓ/ም እንዳመፃእኩም ምዉሳድ ትክእሉ፤

3 ናይ ጨረታ ዋጋ መቅረቢ ኢንስቲትዩት ካብ ዘድለዩ ቅጥዒ ወፃኢ ብካእ ደኩመንት ምቅራብ ኣይከኣልን፤

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/05/2011 ዓ/ም 8:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 27/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኣብ ኢ/ም/ሕ /ትግራይ ዳርክሮት ዳይሬከተር ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፤

5 ጨረታ ሰዓርቲ ካብ ዝተገልፀልኩም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ናይ ስራሕ ሰዓት ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርትÂ ክፍሊት ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ ብተወሳኪ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ዝተገለፀልኩም ሰዓት ተዘይወሲድኩም መከበሪ ጨረታኩም ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና አታዊ ይከዉን፤

6 ተወዳደርቲ ዘቅርብዎ መከበሪ ጨረታ ተዘይሲርኩም ዘተሓዝክምዎ መከበሪ ጨረታ ወድያዉ ይምለሰልኩም፤

7 ኢንስቲትዩትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

8 ናይ መወዳደሪ ዶክመንት ስርዝ ድዝ ብተወሳኪ ድማ ሽምን ኣድራሻን ፌርማን ክህልዎ አለዎ፤

ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ዒላላ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ብኣካል ብምምፃእ ወይም ብስልኪ ቁፅሪ 0344-408028 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል:

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo