ንስራሕ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈለላዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

1 ሕጋዊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎምን ናይ 2007 ዓ/ም ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩም ምኻንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ ከምኡዉን ቫት ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክተቅረቡ ትኽእሉ

2 ኣብ 2007 ዝተሐደሰ ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናስን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ከቕርቡ ዝኽእሉ

3 TIN ምስክር ወረቐት ዘለኩም ክተቕርቡ ትኽእሉ

4 ተወዳደርቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ብሽም ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ብር 15000.00 /ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ/ ከትሕዝ ዝኽእሉ

5 ጨረታ ዝፀንሐሉ ካብ 03/13 /07 ዓ/ም 18 /01/08 ዓ/ም ይኸዉን

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18 /01/08 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ዕለት 18/01/08 ዓ:ም 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን

7 ተጫረቲ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር/ ብምክፋል ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቑፅሪ 22 ይወስድ

8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ከምኡዉን ክሳብ 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ይከኣል እዩ

9 እቱ ቫት አብ ሕድሕድ ዓይነት ኣቅሓ ናይ ሐደ ዋጋ ዝብል ባዕልኩም ደሚርኩም ኣቀምጥዎ ቫት ያስጨምራል ኢልካ ምፅሓፍ ተቀባልነት የብሉን

10 እቲ ዉዕሊ ንሐደ ዓመት ዘገልግል ኾይኑ ከም ኣድላይነቱ አብ ክልተ ሰሙን አብ ወርሒ ኣብ ሰለስተ ወርሒ ኣብ ሽድሽተ ወርሒ አብ ዓመት ተሓቲሙ ዝቐርብ ይኸዉን

11 ዝኸፈልኩሙሉ ድክረሌሽን ተቅርብ ትኽእሉ

12 ተጫረቲ ናይ ባዕሎም ማሽን ወይከዓ ቤት ሕትመት ዘለዎምን ክኾኑ ይግባእ

  • ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ፊት ንፊት ኣግኣዚ ባንክ ጎኒ ዘዩርዳኖስ ሆቴል
  • ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቁፅሪ 0344409343 ደዊልኩም ሕተቱ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo