ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ህዝቢ መጋዓዓዚ ኣውቶብስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ::

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ

1 ንግዲ ፍቃድ ፤መለለይ ቁፅሪ፣ ግብሪ ዝከፈለሉ፤ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ሒዞም ክመፁ ዝክእሉ፤   

2 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 20/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ይክፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404346/3663 ምድዋል ይከኣል::  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo