ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ሓድሽ ግሬን ኤጅ ኣብ ቀበሌ 01 ካብ ኮንደሚኒየም ምውፃእ ወርቂ ናብ ከባቢ ሓፁር ሆስፒታል ከምኡ ውን ካብ ሓፁር ሆስፒታል ናብ እንዳ ጥዑም ቡና ቤት ብውልቀ ደኣንት ማለት ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዳዊ ትካላት ማለት ሽርክና ማሕበራት ደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ጂሲኣርሲ ኮንትራክተራት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም::

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዓዲግራት

1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 80.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ክፍሊ ቁፅሪ 03 ምውሳድ ይከኣል::

2 ጨረታ 06/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ከተማ ዓዲግራት ይክፈት::

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

                  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo