ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ::

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ

1 ንግዲ ፍቃድ ፤መለለይ ቁፅሪ፣ ግብሪ ዝከፈለሉ፤ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ሒዞም ክመፁ ዝክእሉ፤   

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/05/2011ዓ/ም ክሳብ 22/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 እዩ፤

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ልምዓት ከተማ፣ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ይክፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-460058/1121 ምድዋል ይከኣል::  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo