ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳ/ዕ/ፋይ/ን/ምምሕዳርን ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕደርን ዞባ ስታን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/05/2011ዓ/ም ክሳብ 20/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406451 ምድዋል ይከኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo