ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ኮሌጅና እትርከብ ሚስቲብሽ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ስለዚ በቢዝምልክተኩም ዘርፊ ኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ሮቆሒ አማልአኩም ክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም

1 ናይ 2011  ዓ/ም በቢዘርፉ  ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ  ፍቓድ ዘለዎ፡፡

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ (TIN NO) ዘለዎ

3 ኣብ መንግስቲ ንክትጫረቱ ዝተሐደሰ  ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት መረዳእታ ዝሐዝኩም::

4 ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ደረጃ ምህላው ሰርቲፊኬት ዘቅርብ፤

5 ተጫረቲ  መወዳደሪ  ደኩሜንትኩም  ስርዝ  ድልዝ  ዘይብሉ  ሽምን  ኣድራሻን ዘለዎ  ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ዘለዎ  ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን  ገ ስለሴ   ኣስገዶም  ዕ ሓሙስ  ከይዲ ስራሕ  ዕደጋን ፋይናንስን  ንብረት ምም ር ቢሮ ቁፅሪ 03  ዝተዳለወ  ናይ ጨረታ  ሳንዱቅ ክተእትዉ  ከምትክእሉ::

6 ተጫረቲ  ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ  ዘይምለስ  ብር 30.00/ ሰላሳ ብር / ንሕድሕድ  ሎት  በቢዝምልከተኩም  ዘርፊ  እናከፈልኩም  ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን  ገ/ስለሴ ኣስገዶም ዕ/ ሓሙስ  ከይዲ ስራሕ  ዕደጋን ፋይናንስን  ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 03 ካብ  ዕለት 14/05/2011 ዓ/ም  ክሳብ  28/05/2011 ዓ/ም  ክሳብ ሰዓት 11:00 ንጉሆ እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ::

7 እቲ ጨረታ ዕለት  28/05/2011 ዓ/ም ልክዕ  4:00 ንጉሆ  ተዓፅዩ  ሰዓት 4:10  ንጉሆ  ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን  ገ /ስለሴ  ኣስገዶም  ዕ/ሓሙስ  ከይዲ ስራሕ  ዕደጋን ፋይናንስን  ንብረት  ምምሕዳርን   ተጫረቲ  ወይ  ሕጋዊ  ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ  ይክፈት

8 ኣሸናፊ ድርጅት ክሳብ 30/10/2011ዓ/ም ውዕሊ ዝኣስር ክከውን ኣለዎ::

9 ኣሸናፊ ድርጅት ንጠቅላላ ድምር ዝተሓተ ኣሸናፊ ይከውን::

10 ተጫረቲ  በቢ ዝምልከተኩም  ዘርፊ  ናይ ጨረታ  ዉሕስና  መክበሪ ናይ መኪና ሚስቲቡሽ ፅገና  ብር  1000.00 (ሓደ  ሽሕ  ብር)  ብ cpo  ወይ ብጥረ  ገንዝብ  ክተትሕዙ  ይግባእ::

11 ትካልና  መጠን ዝግዛእ  ንብረት   20  ክዉስክን  ወይ  ክቅንስን ዝክእል  ምኮኑ::

12  ትካልና  ዝሐሸ መማረፂ  እንተረኪቡ  ነቲ ጨረታ  ብሙሉእ  ኮነ ብክፋል  ናይ  ምስራዝ  መሰሉ  ሕልዉ  እዩ ::

    ንዝበለፀ  ሓበሬታ  ብቴሌፎን  ቑፅሪ 0347-730211   ደዊልኩም  ሕተቱ:: 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo