ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝህቡ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/05/2011ዓ/ም ክሳብ 16/05/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 16/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ይክፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-730211 ምድዋል ይከኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo