ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/05/2011ዓ/ም ክሳብ 16/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 16/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ንግሆ ይክፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-413795/0914-758978 ምድዋል ይከኣል::  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo