ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ኣብ ጠቅላላ ምሕደራ ገንዘብ ንብረትን ኣመልኪቱ ስልጠና ንክህብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሰልጥን ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/05/2011ዓ/ም ክሳብ 23/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ሰዓት 9:30 ንግሆ ይክፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-470092 ምድዋል ይከኣል::   

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo