ቓላሚኖፉሉይ 2ይብርኪቤትትምህርቲካብዚንታሕቲዝተጠቐሱ ብግለፂብጨረታኣወዳዲሩክትዕድግ ትደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ
  1. ናይ ቧንቧ መሳርሒ

ተደላይ ረቁሓታት ዝርዝር ከምዝስእብ ይኸዉን

  • ናይ 2008 ዓ/ምንግዲፍቓድዘሐደሰ
  • ናይግብሪከፋልነትመፍላይቑፅሪ  (TIN NO) መረዳእታከቕርብዝኽእል
  • ቫት ወይ TOT ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉመረዳእታ ናይነሐሰ ወርሒ ዲክላራስዩን ከቅርብዝኽእል::
  •  ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰመቕረባይነትምዝገባመረዳእታከቕርብዝኽእል::
  • ንሕድሕድ ናይቲ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ብዝስዕብ ዝርዝር ይኽዉን
  • ናይ ቧንቧ መሳርሒ ብር 1000 ኾይኑ ብቓላሚኖ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሽም CPO ከትሕዝ ዝኽእል
  •  ቤትትምህርትናንክግዛእካብዝሐተቶ  20 % ክትዉስኽወይድማክትቅንስትኽእልእያ::
  • ዝርዝርናይጨረታሰነድብር 20. 00  (ዒስራ ቅርሺጥራሕ)ብምኽፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቑፅሪ - 45 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትኽእሉ ::
  • ዘይንበብፎቶኮፒንስርዝድልዝዘሎዎመረዳእታፈፂሙተቐባልነትየብሉን::
  • ናይቲዕድጊትዝርዝርድሌትመግለፂቤትትምህርቲካብዘቅርቦናይዋጋመቅረቢቅጥዒወፃኢዋጋ መሊኡዘቅርብተቐባልነትየብሉን::
  • እዚጨረታ መስከረም 08 /01 / 2008 ዓ/ም ሰዓት  3:00  ተዓፅዩሰዓት   3:30  ኣብ ኣደራሽ ቓላሚኖ ፍሉይ ቤትትምህርቲ ኩሎም ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ ይኽፈት::
  • ቤትትምህርትናዝሐሸመማረፂእንተረኺባብኽፋልይኩንብሙሉእእቲጨረታናይምስራዝመሰላዝተሐለወእዩ::

ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቑፅሪ  0345591486  / 0914 76 47 62 ምድዋልይካኣልእዩ

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo