ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/05/2011ዓ/ም ክሳብ 16/05/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ እዚ ዕለት 16/05/2011ዓ/ም 9:30 ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 10:00 ድ/ሰዓት ይክፈት::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo