ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ዓመታዊ መፅሓፍ 2010 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/05/2011ዓ/ም ክሳብ 16/05/2011ዓ/ም ሰዓት 2:30 ቅድሚ ቀትሪ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዚ ዕለት 16/05/2011ዓ/ም 3:00 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ቅ/ሰዓት ይክፈት::

 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-410504 ምድዋል ይከኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo