ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት ካብ 09/05/2011ዓ/ም ክሳብ 16/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 16/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400403 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo