ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኤጀንሲ ስታስቲክስ ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 07/05/2011ዓ/ም ክሳብ 10/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00

2 እዚ ፕሮፎርማ 10/05/2011ዓ/ም 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ኤጀንሲና ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-402362 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo