ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑ ኦርጂናል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 08/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ክሳብ 13/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00

2 እዚ ፕሮፎርማ 13/05/2011ዓ/ም 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ንግዲ ማሕበራት መቐለ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-460583/0116/0052 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo