ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ዝኸውን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 07/05/2011ዓ/ም ክሳብ 09/05/201 ዓ/ም

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 10/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 እቲ ጨረታ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-370592/0914-024310 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo