ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ 06/05/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ሰዓት

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣበ ከ/ምምሕዳር ዓይደር 03 ይክፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411794/95 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo