ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ናይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

1 ካብ ዕለት 03/05/2011ዓ/ም ክሳብ 07/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599841 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo