ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንናይ ቤት ፅሕፈት ሕ/ገ/ል/ከ/ስ/ቅ/መጠንቀቅታ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

1 ካብ ዕለት 03/05/2011ዓ/ም ክሳብ 08/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo