ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምምሕዳር ናይ ስፌት መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን

1 ካብ ዕለት 03/05/2011ዓ/ም ክሳብ 08/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-419498 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo