ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶራት ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ንቤት ፅሕፈት ር/ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ታፔላ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክገዝእን ክዕድግን ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 01/05/2011ዓ/ም ክሳብ 06/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 06/05/2011ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 4:00

 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406451 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo