ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክገዝእ ንደሊ።

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 01/05/2011ዓ/ም ክሳብ 04/05/2011ዓ/ም ሰዓት 04:00

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 04/05/2011ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-417669 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo