ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ነቲ ኮሌጅ ከገልግሉ ዝክአሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት፣መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ናውቲ ትምህርትን መለዋወጢ ኣቅሑት ስፌት ማሽንን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ

1 ካብ ብር 100,000.00 ሚኢቲ ሽሕ ብር ንላዕሊ ዋጋ ኣብ ዘለዎም ዕደጋ ዝሳተፋ ንጋዶ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት /VAT/ ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2011 ዓ/ም ዲክለሬሽን : መፍለይ ቁፅሪ /Tin/ ከፋላይ ግብሪ : ናይቲ ክንዕድጎ እንደልዩ ኣቅሓ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ዝተሐደሰ ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ከቕርብ ዝክእል፤

2 ካብ ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ደጋፊ /ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ካብ ዕለት 27/04/2011 ዓ/ም  ክሳብ ዕለት 13/05/2011 ዓ/ም አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ብብር 30.00 /ሰላሳ / ብምግዛእ ክትወስዱ ከምትክአሉ ብምፍላጥ ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 13/05/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት  5:00 ብምዕፃዉ ድሕሪ 15 ደቂቃ ማለት 5:15 ስለዝኽፈተ በቲ ዝተቀመጠ ናይ መእተዊ ግዜ ብምምፃእ ናብቲ ኣብ ከይዲ ስራሕና ዝተደወልከም ሳንዱቅ ጨረታ ሰነድ ጨረታኩም ንክትእትዉ የፍልጥ :: አብ እዋን ምኽፋት ጨረታ ተጫረቲ  ወይ ሕጋዊ  ወኪላቶም ከርከቡ ይኽእሉ እዮም::ድሕሪ ምዕፃው ሳንዱቅ ጨረታ ንዝመፅእ ሰነድ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን።

3 ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ብ CPO ብስፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ::

4 ዝሰዓሮ ንብረት በቲ ዝወፀ ሰፐስፊክሼን መሰረት ናብ ትካልና ብናይ ባዕሉ ወፃኢ መጋዓዝያን መራገፍን ናብቲ ትካል ከቕርብ ዝኽእል፤

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ::

አድራሻና- ትግራይ መቐለ ቀበሌ 18 ድሕሪ ሆቴል አብርሃ ካስትል ወይ ድሕሪ ፍፁም ብርሃን  ዓይኒ ሕክምና

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342-403912/ 0933-101421

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo