ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ኣቅሑት ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ምክሪ ንግዲ መቀለ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ክሳብ 02/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይከኣል።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 02/05/2011ዓ/ም ድ/ሰዓት 4:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት4:30 ይኸውን።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402529/414490 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo