ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ንነባር ትሕዝቶ መሬት ሽዃል መሳረሒ ኣገልግሎት ዝውዕል ቶታል ስቴሽን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/04/2011 ዓ/ም እቲ ሰነድ ምውሳድ ይከኣል።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/04/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30 ተዓፅዩ 01/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-419263 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo