ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 07/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ውሽጢ ናብ ንኡስ ከ/ስ/ዕ ቢሮ ቁፅሪ 12 ክተቅርቡ ብኽብሪ ይዕድም።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404346/3663 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo