ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ንዝርገሐ ማይ ዘገልግል ትቦታትን መገጣጠምን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ

1 መለለይ ቁፅሪ ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፈቃድን መቅረባይነትን መረዳእታ ኣታሒዙ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ተወሳኪ አሴት ታክስ ተመዝጋባይ ዝኮነን መረዳእታ ወረቀት ምስክር ዘቅርብን ናይ ሕዳር 2011 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ 25/04/2011 ዓ/ም ክሳብ 16/052011 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ምውሳድ ይከኣል።

4 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅደሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም።

5 እቲ ጨረታ16/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 9:30 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ይክፈት።

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344-470092

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo