ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ሕትመት ምሕታም ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ 1ይ ዓመት ክሳብ 30/10/2011 ዓ/ም ውዕሊ ብምእሳር ከሐትም ይደሊ።

ኤጀንሲ ስታስቲክስ ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ እዚ ካብ ዕለት 24/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም 10:00 ተዓፅዩ ሰዓት 10:30 ድማ ይኽፈት።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-402362 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo